ከምሰሉማ የሱስ ረቢ ሓራም ከምእፈተ አሳለና፡፡ ኣዳም ወሄዋን ሓራም ሓቆወደው እሊ ሓራም እግል
ኩሎም ዘርሖም ሓሳ፡፡ ምን እሊ ለቀንጣ ህየ ዲብ ዓለም ለሀላ ኩሉ ሰብ ሓራም ወዳ፡ ምን ረቢ ህየ
ፈንታ፡፡ ሰበት እሊ ኩሉ ሰብ ናይ ረቢ ኣባይ ገብአ፡፡